Nega Gebrezgabher TVET College

ኮለጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ነጋ ገ/ሄር ዕዳጋ ዓርቢ  ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎተ ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ዝተፈላለዩ ሎትሓደ መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑ ኤለክትሮኒክስ፣  ሎት ክልተ መሳርሕታት ህንፃ ሓፂን ጣዉላን አቁሑት ኤለክትሪክን ፣ሎት ሰለስተ  ንናይ ኣዉቶን ካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን መቅረብቲ  ክትወዳደሩ ይዕድም

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት

  1. ግብሪ 2007 ዓ ∙ም ዝከፈሉ
  2. ናየ 2007 ዓ∙ ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ
  3. መፍለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት አዉን ቲን ነምበር ዘለዎን ናይ መቅረባይነተ ዝተሓደሰ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
  4. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ሓምለ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  5. መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ  ወይንድማ ብእዋኑ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ  ወይንድማ ብ ሲፒኦ ከቅርብ ዝክእል
  6. ን ሎትሓደ 3000 ቅርሺ ፣ንሎት ክልተ 3000 ቅርሺ ፣ንሎት ሰለስተ 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል
  7. ንኩሎም ዓይነት ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 9 ካብ 21 መስከረም  ክሳብ 8 ጥቅምቲ  ሰዓት 5 ፡00  ምዉሳድ ይከኣል
  8. ሰዓርቲ ጨረታ ንዝሰዓርዎ ንብረት ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ  መዓልቲ  ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያን መራገፍን  ፅሬቱ ብቴክኒክ ኮሚቴ ምስተረጋገፀ ናብ መክዘኒ እቲ ትካል ጠቅሊሉ ምስ ኣረከበ ክፍሊት ይፍፀመሉ
  9. ሰዓርቲ እቲ ጨረታ  ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ዋጋ 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ መክበሪ ከትሕዙ ኣለዎም
  10. ኣብቲ ዝርዝር ጨረታ ቅሬታ አለኒ ዝብል ተወዳዳሪ ቅድሚ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ  ቅሬትኡ ብፅሑፍ ከቅርብ ኣለዎ
  11. አብ እዎን ጨረታ ነቲ ጨረታ ዘዛብዕን ንምዝባዕ ዝፍትንን ብሕጊ ተሓታቲ ይከዉን
  12. ተጫረቲ ዝወዳደርሉ ዓይነት ንብረት ኣብቲ ዝተዳለወ ቅጥዒ ጥራሕ ክመልኡን ስርዝ ድልዝ ዘይፍቀድ ምካኑን ግልፂ ብዝኮነ ክፃሓፍ ከምዘለዎን ብተወሳኪ ዉን ኩሎም ሰነዳት ብሽም አቲ ትካል ብዝተዓሸገ ፓስታ ከቅርቡ ኣለዎም
  13. ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ዝኮነ ይኩን ተጫራቲ ካብ ጨረታ ዓርሱ ምግላል ኣይፍቀድን
  14. እዚ ጨረታ 8 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ሰዓት 5፡ 30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ቀትሪ ሰዓት 8 ፡00 ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  15. እቲ ትካል እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቲ ዝዕደግ መጠን  20 ሚኢታዊ ክዉስክ ወይንድማ ክንኪ ይክእል እዩ
  16. እቲ ትካልዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነዚጨረታዚ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉዝተሐለወእዩ::

 

ንተወሳኪሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ0344460314 ደዊልካ ምሕታት ይካአል