Enticho TVET College

  1. ሕጋዊንግዲፍቃድዘለኩምን ፍቃድ ንግዲ እዚ ዘበን ዘሐደስኩምን
  2.  ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር  ዝተሓደሰን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላየነት መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ ወረቀት ምስክር ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘለኩምን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2007 ዓ/ም ፀብፃብ ዝገበርኩምሉ  መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
  3. ከብልስቶን ብሲዲማን ዝተወደቡ ማሕበራት ተጫረቲ ካብ ኤጀንሲ ልምዓት ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ዝወሃቡ ሰርቲፍኬት ዘለዎን ከቅርብ ዝክእል
  4.  ተጫረቲ ነዚ ጨረታ ዚ ተባሂሉዝተዳለወ ዶክመንት /ሰነድ/ ዘይምለስ 30 ብር/ሳላሳብር/ ብምክፋል ካብ እንትጮ ቴክኒክን ኮሌጅ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ባዕሉኩም ወይ ከዓ ብሕጋዊ ወኪልኩም ክትወስዱ እትክእሉ
  5. ነብሰወከፍ ዓይነት መደብ ዝተመደበ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ መሳርሒ ህንፃ 15001 ቅርሺ :መሳርሒ ኤሌክትሪክ 3000 ቅርሺ : መሳርሒ ኤሌክትሮኒከስ  3000  ቅርሺ : መሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ : መሳርሒ ሕትመት 3000 ቅርሺ : ናይ መኪና ስፔር ፓርት 3000 ቅርሺ :ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት 3000 ቅርሺ : ናይ ኮብልስቶን 3000 ቅርሺ መሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ: ቅድሚ ጨረታምክፋቱ ብስም እንትጮ ቴክኒክን ኮሌጅ ዝተፅሓፈ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ድማ ጥረገንዘብ ክተትሕዙ እትክእሉ::
  6.  ተጫረቲ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ እተቅርብዎ ናይ በዓል ዋና ስምን ፌርማን ሕጋዊ ማህተምን ብምዕራፍ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ ብምግባር ስርዝድልዝ ዘይብሉ አብ  2 ፖስታ ብምዕሻግ ካብ መስከረም 21/ 1/2008 ዓ/ም  ጀሚሩ ክሳብ 12/02/2008 ዓ/ም ስዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ አብ እንትጮ ቴክኒክን ኮሌጅ ነዚ ጨረታዚ ተባሂሉ አብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ እትክእሉ::
  7.  ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዝያ ናብ ኮሌጅና ብምቅራ ብባዕሉ/ብሕጋዊ ወኪሉ አቢሉ ብቴክኒክነ ኮሚቴ ፅሬቱ እናተረጋገፀ አታዊ ክገብር ዝክእል
  8. ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ እዋን ካብ 21/01/08 ዓ/ም ክሳብ  12 /02 /08 ዓ/ም ሰዓት  5:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 12/02 /08 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይከዉን
  9. ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነዚ ጨረታ ዚ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
  10. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348490019 0919042301 ደዊልከ ምሕታት ይካአል