Adwa teachers education college

ናይቲ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ግዘ ጀሚሩ ካብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ዕደጋ ክፍለሊ ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 8 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ሰዓት 8 ፡30 ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጠረታ ኣታዊ ክገብሩ ይክእሉ

እቲ ጨረታ 8 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ልክዕ ሰዓት 9 ፡00 ተጫረቲን ተዓዘብትን ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ይክፈት

እቲ ኮለጅ እቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347713565 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።