Tigray Urban Development and Housing Agency

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለሊይ ቐፅሪ /TIN/

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ / VAT / ዝተመዝገብኩም መካንኩም

5 ናይ ወርሒ ሓምለ 2007 ዓ/ም ዲክላራሲዮን መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

6 ኣብ ናይ መንግስቲ መቅረብቲ ዝርዝር  ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ አለዎም

7 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ መስከረም 6/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ሰነድ  ጨረታ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 14 ምርካብ ይኽእሉ 

8 እቲ ጨረታ ዕለት 20 መስከረም 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00  ተዓፁዩ ሰዓት 8:30 ይክፈት

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና 10,000 (ዓሰርተ ሽሕ ብር ) ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብ ሲፒኦ  ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርብ ኣለዎ

10 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ/ስልኪ ቁፅሪ 0344418515 ወይ ድማ 0344418514 ምሕታት ይካኣል

ኣድራሻ ሮማናት ሙዚቃ ቤት ወይ  ታደሰ ሓጎስ ህንፃ ፊትለፊት