1 በቲ ዘፈር ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: ተወሳኬ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ: ቲን ነምበር: ናይ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎም
2 መክብሪ ጨረታ ን መድሓኒት 5000 (ሓሙሽተ ሽሕ ) ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ አለዎ ካብ መድሓኒት ወፃኢ ንዝኮኑ ድማ 3000 (ሰለስተ ሽሕ ) ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ አለዎ
3 ሰዓራይ ምካኑ ምስ ፈለጠ አብ ዉሽጢ 5+ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስርን ናይ ዝሰዓረሉ ጠቅላላ ዋጋ 10% ናይ ዉዕሊ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ አለዎ
4 ሳዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ኣብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ከምዘለዎ
5 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 06/1 /2008 ዓ/ም ክሳብ 20/01/ 2008 ዓ/ም አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን 50 ብር ብምክፋል ይወስዱ
6 እቲ ጨረታ ዕለት 20/1/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቐትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:45 ድሕሪቐትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ አብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ይኽፈት
7 ካብቲ ዘሸነፍዎ በዝሒ ንብረት 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይከኣል
8 ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
9 ንትወሳኪ ሐበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 03 48 74 01 52 / ምሕታት ይክእሉ