Mekelle City Planning and Finance Office

1 መቅረብቲ ካብ ዕለት 30/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ሰነድ ፕሮፎርማ ምውሳድ ይከኣል።

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 03/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተወዳደርቲ ወይ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757ምድዋል ይከኣል።