ናይ ጨረታ ምልክታ
ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትድሊ :: ስለዚክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኻኖምንሕብር::
1 ናይ 2007 ዓ/ምዝተሐደሰንግዲፍቃድዘለዎምተጫራቲካብቢሮቁፅሪ 613 / 30.00 / ቅረሺከፊሎምናይጨረታዶክመንትክወስዱይክእሉ::
2 ተጫረቲቫትዝተመዝገብሉናይቫትሴርቲፍኬትንናይወርሓዊዲክለር ናይታክሲከፋልነት ቲን ዝተመዝገበኩምምካንኩምመረጋገፂክተቅርቡይግባዕፎቶኮፒንኦርጅናልንከቅርቡአለዎም::
3 ተጫረቲካብዘቅረብዎጠቅላላዋጋ 2% /ክልተካብሚኢቲ/ ናይጨረታ ውሕስና መከበሪ ቢድቦንድ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገጸስፒኦጥራሕከትሕዙአለዎም::ጥረገነዘብምትሓዝአይፍቀድን::
4 ተጫረቲዝጫረትሉሰነድብዝተአሸገፖስታእዚጨረታምልክታካብዝወፅሉዕለትጀሚሩክሳብ 28/12/2007 ዓ/ምሰዓትሓሙሸት /5:00 / ናብማረትቤትፅሕፈትኩሉጊዜ አብስራሕ ሰዓት እናመፁሰነድጨረታኦምኸቅርቡይክእሉ::
5 ጨረታዝክፈተሉዕለት 28/12/2007 ዓ/ምሰዓት 9:00 አብማረትቤት ፅሕፈት ተጫረቲወይ ከዓሕጋዊወኪሎምአብዝርከብሉእዩ::
6 እቲዝተቁሃበበዝሒገፅናይጨረታሰነድገገንፂልካ ምትራፍኣይፍቀድንእቲ ዝመላእኩምዎ ጨረታሰነድቁቡልከምዘይንገብሮ ነፍልጥ:
7 ሕድሕድገፅማሕተምዕለትክሕልዎ አለዎከምኡድማናይጨረታሰነድዝተማልዕዎ ዋጋስርዝ ድልዝዘለዎእንተኮይኑተቀባልነትየብሉን::
8 አቲድርጅትዝሓሸአማረፂእንተረኪቡነቲጨረታ ብሙሉእኮነ ብክፋልናይምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ::