DBL industrial p.l.c

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሒ

1 ደረጃ ሓደ ህዝብ 60 ወንበር (መቀመጢ) ዘለዋ ኣውቶብስ

2 ዋጋ ናይ ሓደ መዓልቲ ብግልፂ ምቅማጥ

3 ነዳዲ ካብ መካረይ ምዃኑ ንሕብር

4 ሕጋዊ ናይ መኪና ክራይ ፈቃድ ዘለዎም ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ፣ ቲን ዘለኩም

5 ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ሊብሬ ኢንሹራንስ ዝኣተኽምሉ ዶክመንት ምቅራብ እትኽእሉ

6 መከበሪ ጨረታ  ብሲፒኦ ብር 5000.00 ከትሕዝ ዝኽእል

7 ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ምሉእ ናይ ትካልኩም ማሕተምን ኣድራሻን ብግልፂ ክቅመጥ ኣለዎ።

8 በታ ክልተ ኣውቶብስ ካብ ኩሓ ናብ ዲቢኤል ፋብሪካ ክልተ ኣውቶብስ ድማ ካብ መቐለ ናብ ዲቢኤል ፋብሪካ ዶርሶ መልስ እንትኸውን ምሸት ምሸት ካብ ክልተ ክሳብ ሰለስተ ምልልስ ክህሉ ከምዝኽእል ኣብ ግምት ክተእትው ይኽእሉ።

9 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 15/11/2018 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ክሳብ 20/11/2018 ዓ.ም.ፈ ምሸት ሰዓት 11:30  ተዓፅዩ ዕለት 21/11/2011 ዓ.ም.ፈ ንጉሆ ሰዓት 3:00 ይኽፈት።

10 ኩባንያና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ በሰ.ቁፅሪ 0914-708993 ምድዋል ይከኣል።