Adeday Micro finance

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::በዚ መሰረት

  • ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2007 ዓ/ም ግብሪ ከፊልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
  • ብዝወፀ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ
  • ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
  • ጨረታ ሰነድ ብር 20 (ዕስራ) ብር ከፊሉ ክዕድግ  ዝክእል
  • ጨረታ  መኽበሪ  2 ሚኢታዊ  (2%) ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝኽእልን ንዝሰዓሮ ንብረት 10 ሚኢታዊ (10%) ዉዕሊ መኽበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብCPO ከትሕዝ ዝኽእል
  • ጨረታ ሰነድ ዝሽይጠሉ ካብ ዕለት 22/11 /2007 - 02/12/2007 ዓ/ም ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ 3 ደብሪ ምውሳድ ይኸኣል    

 

  • ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 03/12/2007  ዓ/ም ሰዓት 6:00 ቀትሪ ኾይኑጨረታ  ዝክፈተሉ ዕለት 03/12/2007 ዓ/ም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወኸልቲ ኣበ ዝተረከብሉ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ይኸዉን
  • ቤት ፅሕፈትና  ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ