Tigray Development Association

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኮንስትራክሽን

ማሕበርልምዓትትግራይኣብወረዳ ጉሎ መኽዳ ቅልዓት ኣዴታት መዋለዲ ሀንፀት ኣድራሻን ኢንሱነሬተርን መቃፀሊ ጎሓፍ ኣብ ሸዊት ሙሉእ ቀዳማይ ቤት ትምህርቲ ህንፀት  ሐደ መምሃሪ ብሎክ ዘይተወደአ ስራሕቲ ብዝርዝር ስራሕ መሰረት ደረጃ  6 (  BC OR GC) ልዕሊኡንብርኪፍቓድንዘለዎም ናይ ማተርያል ጉልበት ማሽነሪን ብግለፂ ጨረታኣወዳዲሩክተስርሕትደሊ::

  1. ተጫረቲኣብቲጨረታንምስታፍእዞምዝተገለፁሮቆሒታትከማልኡአለዎም::
  2. ተጫረቲ እቲ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 65 (ስሳን ሓሙሽተን) ካላንደር መዓልትታት ሰሖም ከረክቡ ዝክእሉ::

 

  1. ናይ 2007ዓ/ምግብሪዝኽፈሉንፍቓድዘሐደስሉንግዲፍቃድመረዳእታኽቕርቡዝክእሉ::
  2. ኣብቢሮኮንስትራክሽንመንገድንመጎዓዝያክልልትግራይዝርከብቀንዲከይዲስራሕኮንስትራክሽንቑፅፅርንምዝገባፍቓድንዝተመዝገብሉመረዳእታከቕርብዝኽእሉ::
  3. ናይቫትወረቐትምዝገባንናይዝሐለፈወርሒናይቫትዲክላሬሽንመረዳእታከቕርብዝክእሉ::
  4. ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድብር5,000 /ሐሙሽተሽሕ / ብ ቤትፅሕፈትማሕበር ልምዓት ትግራይ ስም ብ CPO ጥራሕ ከትሕዙዝኽእሉ::
  5. ኩሎምተጫረቲጨረታሰነድካብዕለት 05/ 10 /2007 ዓ/ም ጀሚሩካብዋናቤት ማሕበር ፅሕፈት ልምዓ ትትግራይዝርከብቢሮቑፅሪ  410  ኣድላይመረዳእታታት ብምሓዝ ዘይምለስ  200.00ብምኽፋልክገዝኡይኽእሉ::
  6. ተጫረቲ ሓደ ኦርጅናልንክልተፎቶ ኮፒን ሰነድ ነንበይኑ ብምእሻግ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 19/ 10/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 800 ድሕሪ ሰዓት ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ እዩም::
  7. ተጫረቲናብቲናይጨረታሰነድዝቐርቡቅጥዕታትብትኽክልመሊኦምአብሕድሕድዶክመንትፊሪሞምንሓቲሞምንቅድምሰዓብእቲዶክመንትእንትአዛብዑእቲዶክመንትከምቲዝሽየጥእንተሎዝነበረከይጎደሉከቕርቡአለዎም::
  8. እቲጨረታኩሎምተጫረቲወይድማሕጋዊወኪላቶምኣብዝተረኸብሉዕለት 19/10/2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሕሪሰዓትኣብኣዳራሽማልትክኽፈትእዩ ::
  9. እቲቤትፅሕፈትናካልእዝሐሸመማረፂእንተረኺቡብኽፋልይኹንብሙሉእእቲጨረታናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::
  10. ንተወሳኪሓበሬታእንተደሊዩአብቢሮቁፅሪ  410  በኣካልብምቕራብወይድማብስልኪ ቑፅሪ  0344408246  ,  0344 40 99 23  ብምድዋልምሕታትይከአልእዩ:;