Tigray region electric power supply program


1 ታጫረቲ ካብ 23/01/2011- 7/02/2011 ዓ/ም ብር 100.00ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካአል::

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓትኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት::

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

4 ኣድራሻና ክ/ከተማ ሓወልቲ ትሕቲ ፕላኔት ሆቴል ዝርከብ ናይ ዛምራ ኮንስትራክሽን ህንፃ 3ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 01 መቐለ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342 406712 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ