Construction Road and Transport Office

1 በቲዘርፊናይዘመኑዝተሓደሰንግዲፍቃድዘለኩምብግልፂዝርአ ፎቶኮፒከቕርብዝኽእል

2 ናይግብሪከፋላይመለለይቁፅሪዝተመዝገብኩምንቲንሰርተፊኬትክተቅርቡትኽእሉብግልፂዝርአፎቶኮፒከቕርብኣለዎ

3 ናይዘመኑዝተሓደሰናይመቅረባይነትሰርቲፊኬትዘለኩምብግልፂዝርአፎቶኮፒከቕርብዝኽእል

4 ናይእሴትታክስቫትዝተመዝገቡንናይዚዓመትግብሪዝኸፈልኩምንናይዝኸፈልኩምዎናይወርሒነሓሰ 2010 ዓ/ምድክላሬሽንመረዳእታብግልፂዝርአፎቶኮፒከቕርብዝኽእል

5 ተጫረቲዘይምለስብር 50 ( ሓምሳቅርሺ ) እናኸፈልኩምካብቢሮኮንስትራክሽንመንገድንትራንስፖርትንክልልትግራይዳይሬክቶራትዕደጋፋይናንስንንብረትምም/ርኣብሓበራዊ (ኮምፕሌክስ) ህንፃ 3ደብሪቁፅሪ 171 ካብዕለት 14/01/2011 ዓ/ምክሳብዕለት 30/01/2011 ዓ/ምሰዓት 4:00 ኣብናይስራሕሰዓትእናመፃእኹምናብዝተዓሸገናይጨረታሳፁንፖስታኹምክተእትውትኽእሉ፤

6 ተጫረቲናይጨረታውሕስናመኽበሪንሎት 1 ናይመኻይንመለዋወጢኣቑሑትብር 5000( ሓሙሽተሽሕብር) ንሎት 2 ንናይመካይንጎማታት 5000( ሓሙሽተሽሕብር) ንሎት 3 ናይፅሬትኣቁሑት 3000(ሰለስተሽሕብር) ብባንኪዝተረጋገፀሲፒቾ፣ኣብኩነታትዘይተመስረተናይባንኪውሕስናወይጥረገንዘብከተሓሕዙትኽእሉ።

7 እቲጨረታዕለት 30/01/2011 ዓ/ምልክዕሰዓት 4:00 ተዓፅዩ፣ኣብቲዕለትሰዓት 4:30 ኣብቢሮኮንስትራክሽንመንገዲንትራንስፖርትንክልልትግራይዳይሬክተራትዕደጋፋይናንስንንብረትምምሕዳርንተጫረቲወይሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኸብሉኣብ 3ይደብሪቁፅሪ 171 ይኸፍት።ተጫራቲወይሕጋዊወከልቶምእንተዘይተረኺቦምእቲጨረታንምኽፋትኣይተዓናቀፍን።

8 ጨረታሰዓራይተባሂሉካብዝተገለፀሉዕለት ጀሚሩድሕሪ 3 ናይቅሬታመዓልቲኣብውሽጢ 3ናይስራሕመዓልቲውዕሊክኣስርኣለዎ፤ካብጠቅላላዝሰዓሮንብረትዋጋ 10 ብባንኪዝተረገገፀሲፒኦኣብኩነታትዘይተመስረተናይባንኪውሕስናወይብጥረገንዘብንኣፈፃፅማውዕሊውሕስናየትሕዝ።

9 ብቤትዕዮናተዳልዩዝተውሃቦመዐቀኒሰፔስፊኬሽን፣ብፅሬትንብመጠንንብጊዜንኣብውሽጢ 5ተኸታተሊመዓልቲንብረትብናይባዕሉትራንስፖርትወፃኢናብቢሮኮንስትራክሽንመንገዲንትራንስፖርትከረክብኣለዎ።

10ተወዳደሪደኩሜንትስርዝድልዝዘይብሉብዝተዓሸገፖስታናይቲትካልሽምንኣድራሻንማህተምንፊርማንክህልዎይግባእ።

11 ሰፔርእቲተለዋጢ part  numbe ዘቐረበን ብረት ብበዓል ሞያ ተራአዩ ኦርጅናል ምዃኑ ድሕር ተራጋጊፁ ቢሮ ኣታዊከምዝገበሮክገልፅይደሊ፣

12 ቢሮናእቲጨረታዝሓሸመማረፂእንተረኺቡብሙሉእይኹንብክፋልናይምስረዝመሰሉዝተሓለወአዩ።

ንተወሳኺሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411052 ምድዋልይከኣል።