Addis Pharmaceutical Factory PLC

ጨረታ ዝተለጠፈሉ ዕለት ኣብ ቤት ምክሪ 24/12/ 2010

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ስራሕ ናይ ንግዲ ምዝገባ ሰርተፊኬት ናይ እቶት መክፈሊ ሰርተፊኬት ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሰርተፊኬት ናይ ኦርጅናል ክልተ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 100 ብር ኣብ ናይ ትካል ፋይናንስ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ዕደጋ ከፍሊ ክወስድ ይክእል

3 ተጫረቲ ናይቱ ዘእተዉዎ ዋጋ 5% ናይ ጨረታ መክበሪ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ሳንዱቅ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 22/12/2010 ዓም ክሳብ 28/12/2010 ዓም ረፋድ 4:00 ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ሳፁን 4:00 ሰዓት ተዓሺጉ ኣብ ዕለት 28/12/2010 ዓም ረፋድ 5:00 ሰዓት ኣብ ኣዲግራት ዝርክብ ፋብሪካ መአከቢ አደራሽ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዝተረከበሉ ይክፈት እንተዘይከይኑ ግን ተጫራታይ እንተዘይተረከበ ጨረታ ይክፈት

5 ናይ ጨረታ ሰነድ መእታዊ ሳፅን ኣብ ማተሪያል ፕላኒንግ ቢሮ ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን

6ትካልና ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ

7 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344454211 / 0344451690 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይከኣል

ተቁ ዝርዝር ንብረት ረቆሒ በዝሒ ሐደ ዋጋ ድምር
1 Conference Table 4.6 x 1.6 x .76 Meter 01
2 Executive Table 150 x 90 x76 CM 03
3 Executive swivel managerial Chair Leather type 03
4 Wooden shelf 0.8 x 0.4 x 2 meter 03
5 Single pedestal Table 1.6 x 0.7 x .75 meter 05
6 High Back Swivel Chair Fabric 05
7 Sludge guest chair Fabric 16