Tigray Martyrs’ Memorial Monument center

ምልክታግልፂጨረታ

 

ማእኸልሐወልቲ  ሳማእታት  ትግራይ  ዝተፈለየዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ  አቅሑት ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ  ብጨረታ አወዳደሩ ክገዝእ  ስዝደለየ  ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት  እተማልኡ ሕጋዉያን  መቅረብቲ ክትወዳደሩ ክትጫረቱ ይዕድም::

1  ናይ  2007 ዓ/ም  ንግዲፈቃድዘሐደሱ ቫትሬጅስተርድዝኮኑ:  ናይወርሒ የካቲትዲክለር ዝገበርሉመረዳእታዘቕርቡ  :  ኣብመቕረባይነትዝተመዝገቡመረዳእታዘቅርቡናይግብሪመኽፈሊቁፅሪ /TIN/  : ዘለዎምወይድማምምዝገቦምመረዳእታከቕርቡዝኽእሉ::

2  ተጫረቲመኽበሪጨረታብር   5000  /ሓሙሽተሽሕብር / ብሽም ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ ዝተረጋገፀ CPO ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ምስ ጨረታ ሰነድ ዘእትዉ::

3 ናይ ጨረታ ሰነድ  ካብ ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ ዘይምለስ 50.00 (ሓምሳ ቅርሺ) ብምኽፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 54 ምውሳድ ይካአል::

4  ጨረታ ዝሰዓረ አብ ግዜ ዉዕሊ ካብቲ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 % ብጥረ ገንዘብ ወይ ከትሕዝ  ዝክእል::

5ተጫረቲዝወሰድዎሰነድብጥንቃቐብዝተአሸገፖስታብምግባርኦርጅናልንኮፒንብክልተናይትካሎምማህተምብምግባር ኣብ ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ ፋይ/ንብ/ ምም/ር  ቢሮ ቁፅሪ 51 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ አለዎም::

6 እዚጨረታካብዕለት   21/ 7 /2007 ክሳብ 09 /8/ 2007  ናይ ስራሕ መዓልቲ  ኣብአየርይፀንሕ::

7 እቲጨረታዕለት  9/08 /2007  ሰዓት   3:30  ተዓፅዩሰዓት  4:00  ተጫረቲወይሕጋዊወከልቶም ኣብዝተረክብሉቢሮቁፅሪ  51 ይኽፈት መቕረብቲ ብናይ  እንተዘይተረኪቦም እቲ ቤት ፅ/ትጨረታ ፖስታ  ንምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

8 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ዓይነት ንብረት ብናይ ባዕሎም መፅዓንን መራገፍን መጋዓዝያን ናብ ማእከል ሰማእታት ብዉዕሎም መሰረት ኣታዊ ዝገብሩ

9እቲማእኸልዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብኽፋልይኹንብሙሉእናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::

10 ተወዳደርቲ እትመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን

ንተወሳኪሓበሬታብስቁ   0344406392  ደዊልኩምምሕታትትኽእሉ