Tsegedea Planning and Finance Office

ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎም ምስክር ወረቀት መቅረባይነት በቲ ዘፈር ክተቅርቡ እትክእሉ

ብዘይካ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2010 ዓም ወርሓዊ ሒሳብ ዝዓፀዉሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ኮይኖም ንመለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ግና ኣይግደዱን

ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ንመድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ዘይምስ 50 ቅርሺ ንዝተረፉ ድማ ንሕድሕድ 20 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ንመድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን 10000 ቅርሺ ንዝተረፉ ድማ ንሕድሕድ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ካብ ሕጋዊ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም ጨረታ ዝካየደሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 04/7/2010 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓሺጉ ብተመሳሰሊ ዕለት 5:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም ናይ ጨረታ ስነ ስርዓት አይተኣጎጎልን እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይም ምንካይ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914387011 ወይ 0348990069 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉÂ