መቐለ ሆስፒታል ናይ ሰብ መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ::
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ
-
ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር " ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ናይ ቀረባ እዋን ድክሊራንስ ዘለዎ ምኮኑ ዝገልፅ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ::
-
ቫት ተመዝገብቲ ክኮኑ ይግባእ
-
ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 01/ 034/2007 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 30 እናከፈሉ ምዉሳድ ይካአል::
-
ናይ ተጫረቲ ሽምን አድራሻን ከምኡዉን ማህተም ፌርማን ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ክግለፅ አለዎ ::
-
ናይ ጨረታ መክበሪ ብ CPO ብር 3000 ኦርጅናልን ኮፒን ከቅርቡ ዝክእሉ::
-
ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ እንተዘይኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::
-
እቲ ጨረታ ዕለት 10/ 04/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫራቲ ወይ ሕገዊ ወከልቶም አበ ዝተረከብሉ ይክፈት::
-
ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታል ዋጋ መቅረቢ ብክልተ ቅዳሕ ኮይኑ ነናይ ባዕሉ ኢንቨሎፕ ብዝተዓሸገ ሽመዒ ክከዉን አለዎ::
-
ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታልና ዘዳለዎ ሰነድ ክክዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቀባልነትን የብሉነ
-
ተጫረቲ ሰዓራይ ምኾኑ ካበ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ አበ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል
-
ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ሆስፒታልና ኣታዊ ክግብር ዝክእል ::
-
ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ አብ ሆስፒታል መቐለ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብ /ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይከዉን::
-
ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ምጎዓዓዚ የቅርቡ ::
-
ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::
-
ካልኦት አብዚ ምልክታ እዚ ዘየተገለፁ ረቓሒታት በመምርሒ ዕዳጋ 125 /2003 ዓ/ም መሰረት ተገዛኢ ዝኽዊን ተጫራታይ ::
-
ተወሳኪ ሓበሬታ ምሰ ዘድሊ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 02 46 ምሕታት ይካኣል::