Adwa teachers education college

ስለዚ ንነፍስወከፍ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወዳደርቲ ንጨረታ ዘድልየኩም መረዳእታ ኩሉ ብምትሓዝ ክትጫረቱ ይዕድም

እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ክፍሊ ዕደጋ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ናይቲ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 13 መስከረም 2009 ዓ ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጠረታ ኣታዊ ክገብሩ ይክእሉ

እቲ ጨረታ 13 መስከረም 2009 ዓ ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲን ተዓዘብትን ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ይክፈት

እቲ ኮለጅ እቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347713565/0914787925 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል