Mekelle City Planning and Finance Office

ጨረታ ምልክታ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ደኒ ኣግራብ ዘርኢ , ናይ ትራፊክ ምልክትን መመልከትን , ናይ ዜብራ ቀለም ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

 

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ረቆሓታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም::


1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን/TIN/ መቅረባይ ሰርትፊኬት አይቲ ኢኩፕምንት ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ሰርቨር ኣክሰሰሪ ሕተመት መኪና ክራይን ዶዘር ክራይን ተመዝገብቲ::

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 9/03/2007 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 50.00 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካአል::

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ደኒ ኣግራብ ዘርኢ 3000 ብር , ናይ ትራፊክ ምልክትን መመልከትን 4000 ብር , ናይ ዜብራ ቀለም 3000 ብር ከትሕዝ ዝኽእል /ትኽእል::
4 ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/ 03 /2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 30/ 03 /2007 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት::

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርብ ዝክእል::

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

7 ኣድራሻና ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እንዳ ማርያም ቤተ ክርስትያን እዩ::

8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406839/ 408501 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

9 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መከፈትን በዓል እንተዊሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::