Hadney Sub City City Development Local Development Process

1 ኣብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደለዩ ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 26/09/2008 ክሳብ ዕለት 10//10/2008 ዓም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ 50 ዘይምለስ ብምግዛእ ካብ ቢሮና ክወስዱ ትክእሉÂ

2 ቫት /VAT/ ተመዝጋቢ ኮይኑ ወርሒ ሚያዚያ 2008 ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን : ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2008 ዓ/ም: መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ/TIN/ ከፋላይ ከምኡ ዉን ናይ 2008 ዓ/ምÂ ዘተሐደሰ ናይ ሰርተፍኬት መቅረባየነት ከቕርብ ዝክእል

3 ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ብር 10,000.00 ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO /ብሲፒኦ/ ወይም ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ::

4 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ብቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ብምምላእ ብፖስታ ብምእሻግ ኣብቲ ዝተገለፀ ግዜ አብ ቢሮና ንግስቲ ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 42 ናብ ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእል

5 በቲ ዝወፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ናብ ትካልና ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጎዓዝን መራገፍን ከቅርብ ዝክእል

6 ተጫራታይ ንዝሰዓሮም ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 እቲ ጨረታ ሰነ 10/10/2008 ዓም 4:00 ሰዓት ተዓፅዩ 10/10/08 ዓም 4:30 ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕገዊ ወኪሎም ኣበ ዘለዉሉ ይክፈት

8 ተጫራታይ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት 10% መክበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

10 ኣብቲ ትመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክኸዉን አለዎ

11 ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344413319 / 0348419024 ምሕታት ይክእሉ

ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓድነት ቐበሌ 18 ንግስቲ ህንፃ 3ይ ደብሪ1 ኣብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደለዩ ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 26/09/2008 ክሳብ ዕለት 10//10/2008 ዓም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ 50 ዘይምለስ ብምግዛእ ካብ ቢሮና ክወስዱ ትክእሉÂ

2 ቫት /VAT/ ተመዝጋቢ ኮይኑ ወርሒ ሚያዚያ 2008 ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን : ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2008 ዓ/ም: መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ/TIN/ ከፋላይ ከምኡ ዉን ናይ 2008 ዓ/ምÂ ዘተሐደሰ ናይ ሰርተፍኬት መቅረባየነት ከቕርብ ዝክእል

3 ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ብር 10,000.00 ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO /ብሲፒኦ/ ወይም ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ::

4 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ብቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ብምምላእ ብፖስታ ብምእሻግ ኣብቲ ዝተገለፀ ግዜ አብ ቢሮና ንግስቲ ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 42 ናብ ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእል

5 በቲ ዝወፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ናብ ትካልና ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጎዓዝን መራገፍን ከቅርብ ዝክእል

6 ተጫራታይ ንዝሰዓሮም ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 እቲ ጨረታ ሰነ 10/10/2008 ዓም 4:00 ሰዓት ተዓፅዩ 10/10/08 ዓም 4:30 ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕገዊ ወኪሎም ኣበ ዘለዉሉ ይክፈት

8 ተጫራታይ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት 10% መክበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

10 ኣብቲ ትመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክኸዉን አለዎ

11 ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344413319 / 0348419024 ምሕታት ይክእሉ

ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓድነት ቐበሌ 18 ንግስቲ ህንፃ 3ይ ደብሪ