ናይ ጨረታ ማስታወቅያ
ድርጅትና ከሳቴ ብርሃን መ/ኮሌጅ ንስራሕ ኣገልግሎት ዝውዕላ ላፕ ቶፕ ኮምፒተር በጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዝኾነ ነዚ ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ረቋሒ እተማልኡ ነዶ ኣፍቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም።
መተሓሳሰቢ
- ሕጋዊን ናይ 2017ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲፍቃድን ዘለዎ
- በቲ ዘርፊ ናይ ኣቅራባይነት ዝተመዝገበ
- ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ
- ነቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 17/08/17ዓ.ም ካብ ትካልና ገንዘብ ቤት ዘይምለስ ብር 100.00(ሓደ ሚኢቲ) ብምኽፋል ምውሳድ ይካኣል
- እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 17/08/17ዓ.ም እስካብ 27/08/17ዓ.ም ሰዓት 04 :00 ዝፀንሕ ኾይኑ ኣፍቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:15 እቲ ጨረታ ተረትቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ይኸፈት።
- ትካልና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ :- 0914729078