ማለት እዉን ዘገለግሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ዘገልግልት ኣቅሑት ኦፊስ ፈርኒቸር : ስፔርን ጎማታትን : ዘገልግሉ ቆርቆሮታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ወይ ግለሰባት ብነሰረተ ቀሪቡ ዘሎ ዝርዝር መዓቀኒ ረቆሒታት ንክትጫረቱ ብክብሪ ንዕድም
1 ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ፡
3 ዉሕስና ጨረታ 50000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ወይድማ ካብ ባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋፀ ቼክ ከቅርብ ዝክእል
4 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 1/8/2017 ዓም ክሳብ 9/8/2017 ዓም ዘይምለስ 400 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዋና ክፍሊ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 308 ደኩመንት ክትወስዱ ትክእሉ
5 ሰነድ ጨረታ ካብ ትካል ዘዳለወ መሊእኩም ብሽምዒ ብሽምዒ ዝተዓሸ ፖስታ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 409 ክተቅርቡ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር
6 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋሐወሉ 1/8/2017 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 9 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብምፅናሕ 9/8/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ 4 ደብሪ ኣብ ዝርከብ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ኣዳራሽ ይክፈት
7 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ ዉዕሊ ኣሲሩ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ካብ ቤት ፅሕፈት ድምፂ ወያነ ትግራይ ክልዕል ይገብር
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
9 እቲ ሰነድ ጨረታ ብኣካል ብምምፃእ ንብረት ብምርኣይ ካብ ቁፅሪ ክፍሊ 308 ፋይናንስ ድምፂ ወያነ ትግራይ ምዉሳድ ይከኣል
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344410544 /46