- 1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- 2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቲን ናምበር ዘለዎም ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- 3 ናይ 2017 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- 4 ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ወረቀት ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእሉን ናይ ወርሒ ለካቲት 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለር ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- 5 ናይ ጨረታ ሰነድ ንነብስወከፍ ዘይመለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክወስድ ዝክእል
- 6 ናይ ጨረታ መከበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ኮይኑ መጠን ዘለዎም መስርሒ ህንፃ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን 50000 : ዝተፈለለዩ መጠን ዘለዎም ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎ ጫማ 25000 ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ
- 7 ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዕለት 20/7/2017 ዓም ክሳብ 29/7/2017 ዓም ኮይኑ ዕለት 29/7/ 2017 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓተ 9:00 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- 8 ተጨረታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ናይ ባዕሎም ሽም ክታም ማህተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ብምግባር ብፖስታ መሊእኩም ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ነኒበይኑ ኮይኑ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ
- 9 ሰዓራይ ምካኖም ምስተገለፀሎም ነቲ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰሮ ኣብ ዉሸጢ 10 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰት ማይ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ከቅርብ አለዎ
- 10 ኣብ ርክክብ ግዜ ምስቲ ዝወፀ ነፀርታ ማዕረ ምካኑ ብባዕል ሞያ ምስተረጋገፀ ንቅበል ምኮና
- 11 ቤት ፅሐፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- 12 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914184780 / 0914204485