Tigray Water Works Enterprise

ምልከታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ብሁፁፅ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

P.R ቁፅሪተ.ቁዓይነት ንብረትመለለዪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
36634/366331Tie Rod End45046-09281Pcs2
2Link Assy Stablizer|48820-0k030Pcs2
3Link Assy Stablizer48810-0k010Pcs1
4Brake pad|04465-0k240/330Pcs 136634
5Lower Boll Joint43330-09510Pcs1
6Cable Assy parking46420-0k041Pcs1
7Outer Bearing90368-45047Pcs10
8Link Assy wind shield wiper85150-35200Pcs1


ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት

* ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፤ቲን ናምበርን ቫት እንተሃልይኩም ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።

* እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ፐO/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ

* ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቅሓ) ክህብ ኣለዎ

* ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ

* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 03/07/2017 ክሳብ ዕለት 05/07/2017 ሰዓት 11:00

* ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 06/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኸውን

* ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

* ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል::