Tigrai Region Ethics and Anti-Corruption Commission

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጎማን ባትሪ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 23/04/2017ዓ/ም ክሳብ 25/04/2017ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 268 ንክተቕርቡ ንዕድም፡

ታ/ቁዓይነት ንብረትፓርት ነምበርመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብር
1ጎማ ቦርጂስተን ፍሩይ ጥርሱ205/R55/17ብቁፅሪ04
2Battery Expro12-V/60 AmpirPcs03

✓ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቅርቡ ትኽእሉን፤

✓ ቲን ቁፅሪ (TIN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኸእል፤

✓ ብመቅረባይነት ዝተመዘብኩም፤

✓ ዘቅርቦም መረዳእታ ነኒሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኽእል፣

✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቁፀር፣

✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ፤

✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/04/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 8፡30፤

✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 25/04/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 9:00፤

✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤

✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤

ፐሮፎርማ ኣብ ዝኽፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኸእሉ ምዃኖም፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 268 ንርከብ፤

ስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 44 17