ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ
2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ነዚ ንምቕራብ እትኽእሉ ትካላት ኣብ ናይ ባዕልኩም _ መምልኢ ቅጥዒ ፕሮፎርማ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን መሊእኹም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 10/04/2017 ስጋብ 14/04/2017ዓ.ም ኣታዊ ንኽትገብሩ ንሕብር 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ ኣብ ሰሜን ክ/ከተማ ቀበሌ 07 ጥቃ ፖሊስ ኦኬስትራ ማርሻል ባንድ ክልል ትግራይ ወይ ፊትንፍት ሜዳ ዳፀባ ከባቢ ይርከብ
ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ1
➢ ሕጋዊ ንግዲፍቃድን ኣብ 2017ዓ.ም ዝተሃደሰን ኮፒ ምቅራብ
➢ ናይ 2017 ዓ.ም ግብሪ ዝከፈለ ኮፒ ምቅራብ
➢ ቫት\VAT\ ዝተመዝገበ ኮፒ ዘቅርብ
➢ 2% withhold tax ዝከፍል
➢ ናይ መቕረባይነት ፍቃድ ዘለዎ ኮፒ ዘቕርብ
➢ ትክክለኛን ፅሬቱን ስታንዳርዱን ዝሓለወ ንብረት ዘቕርብ ንዝፍጠር ፀገም ሓላፍነት ዝወስድ
ተ | ዓይነት ወፃኢ ዝኮነሉ | መጠን | መለክዒ (spesfication) | ጠቅላላ በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ||||||
1 | ቀለም መራብሒ ማሽን | ብቁፅሪ | 2430DX ኦርጅናል 1ይ ደረጃ | 10 | |||
2 | ማስተር መራብሒ ማሽን | ብቁፅሪ | 2430DXኦርጅናል 1ይ ደረጃ | 04 | |||
3 | 80 ግራም ወረቀት | ብደስጣ | 1ይ ደረጃ ኦርጅናል | 100 | |||
4 | ዳስተር 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | ኦሜጋ ኦርጅናል 1ይ ደረጃ | 50 | |||
5 | ደብተር | ብደርዘን | 50 ሉሑ 1ይ ደረጃ ኦርጅናል | 100 | |||
6 | ቢሮ ዕንቆዋይ | ብፓኬት | ብሳምፕል በዓል 50 ኦርጅናል LINC glycer fine super smooth ball pen | 10 ፓ | |||
7 | ቢሮ ቀይሕ | ብፓኬት | ብሳምፕል በዓል 50 ኦርጅናል INC glycer fine super smooth ball pen | 10 ፓ | |||
8 | ክላሰር | ብቁፅሪ | 250ግራም ኦርጅናል | 100 | |||
9 | ኣቃፊ በዓል ገመድ | ብቁፅሪ | 1ይ ደረጃ ኦርጅናል | 25 | |||
10 | ፍሉድ ምስ መበፅበፂኡ | ብቁፅሪ | 1ይ ደረጃ ኦርጅናል | 05 | |||
11 | ፋስትነር | ፓኬት | 1ይ ደረጃ ኦርጅናል | 05 | |||
12 | ስቴፕልስ ንእሽተይ | ፓኬት | GREAT HALL Model 369 1ይ ደረጃ ኦርጅናል | 05 | |||
13 | ኮላ /wood fix/ | ብቁፅሪ | 1ይ ደረጃ ኦርጅናል | 10 | |||
14 | ፍለሽ 32GB | ብቁፅሪ | 1ይ ደረጃ ኦርጅናል | 06 |