Gulo Mekedaa Planning and Finance Office

1 ናይ ተጫረቲ ሸም ኣድራሻ ፊርማ ማህተም ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ክገብሩ አለዎም

2 ናይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይቲ ዓዉድ ስራሕ ፈቃድ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረዳእታ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

5 ተወሳከ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ናይ ምዝገባ ወረቀት ምስክር መረዳእታ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

6 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ዓም ዲክለር ዝገበርሉን መረዳእታ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

7 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ከይዲ ስራሕን ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ 200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእል ምካንኩም

8 ናይ ጨረታ መከበሪ ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ብምትሓ ዝከኣል ኮይኑ በዚ መሰረት ንፅሕፈት መሳርሒ 15000 ብር  ፡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 5000 ቅርሺ  ብሽም ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ  ከትሕዙ ዝክእሉ ክኮኑ አለዎም

9 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኣታዊ ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ከይዲ ስራሕን ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ምካኑ ክትፈልጡ ይግባእ

10 በዚ መሰረት ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/4/2017 ዓም ሰዓት 4፡30 ቅደሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ኣብ ቅደሚ ተጫረቲ ወይ ተወከልቲ ኮይኑ በቲ ዕለት 8/4/2017 ዓም ሰዓት 5፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ከይዲ ስራሕን ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን

11 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝክፈተሉን መዓልቲ ኣብ ካላንደር እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል መዓልቲ ይክፈት

12 ተጫረቲ ዝህብዎ ዋጋ ን 30 መዓልቲ ፀነዑ ይፀንሕ

13 ተጫረቲ ዋጋ እንትመልእ ኣብ ዝወሰድክምዎ ኣብ ዝተዳለወ ቅጥዒ ጥራይ ይከዉን በዚ መሰረት ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክምሉ ተጫረቲ እተማልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ዋጋ ክተመልኡ አለኩም

14 ተጫረቲ ንዝሰዓርክምዎ ንብረት ብናይ ባዕለኩም መጎዓዝያን መራገፍን ወጪ ሙሉእ ብሙሉእ ዝትሽፍኑ ምካንኩም ክትፈልጡ ይግባእ

15  ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0937037779   0344340126 0337037779  0912941069