Tigray Health Bureau

ምልኸታ ፕሮፎርማ

ናይ ወርሒ ሕዳር 2017 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Specification/መለክዒ /Unit/በዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
1መሰልጠኒ ማንዋል ፋይቶትበቲ ዝተተሓዘ ስፐስፊኬሽን መሰረትቁፅሪ250
2መሰልጠኒ ማንዋል ጥሙር ጥዕናበቲ ዝተተሓዘ ስፐስፊኬሽን መሰረትቁፅሪ250
3መዝገብ ናይ ማንዛን ማንዛበቲ ዝተተሓዘ ስፐስፊኬሽን መሰረትቁፅሪ250

ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 26/03/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ዝፀንሕ ኾይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ተዓፅዩ ሰዓት 10፡30 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::