ቁፅሪ፡361 /05/ዕ/ን/ምም/ር/17
ዕለት፡- 25/03/2017ዓ/ም
ፕሮፎርማ ምልክታ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ፋይናንስን ወረዳ ፅራእ ወምበርታ ናይ ዘፈር ቁጠባን ሕ/ገ/ልምዓትን ብናይ PSNP-5 ካፕታል 1 ዙር በጀት 2017ዓ/ም ካብ ዝተመደበ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዝርዝር ረቓሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ስብ ትካል ንክትዋዳደሩ ንዕድም፡፡
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ||||||
1 | wayer | 1ይ ደረጃ | kg | 1998 | ኣብ ማእኸል ወረዳ ዘ/ቁ/ገ/ል ይራገፍ | ||
2 | ጋቤን 3*1*1 | 1ይ ደረጃ | NO | 100 | ኣብ ማእኸል ወረዳ ዘ/ቁ/ገ/ል ይራገፍ | ||
3 | ጋቤን 2*1*1 | 1ይ ደረጃ | NO | 73 | ኣብ ማእኸል ወረዳ ዘ/ቁ/ገ/ል ይራገፍ | ||
4 | ጋቤን 2*1*05 | 1ይ ደረጃ | NO | 70 | ኣብ ማእኸል ወረዳ ዘ/ቁ/ገ/ል ይራገፍ | ||
5 | ጋቤን 1*1*1 | 1ይ ደረጃ | NO | 70 | ኣብ ማእኸል ወረዳ ዘ/ቁ/ገ/ል ይራገፍ | ||
6 | ጋቤን 1*1*0.5 | 1ይ ደረጃ | NO | 69 | ኣብ ማእኸል ወረዳ ዘ/ቁ/ገ/ል ይራገፍ | ||
7 | pensa | 1ይ ደረጃ | no | 20 | ኣብ ማእኸል ወረዳ ዘ/ቁ/ገ/ል ይራገፍ | ||
8 | shovel | 1ይ ደረጃ | no | 28 | ኣብ ማእኸል ወረዳ ዘ/ቁ/ገ/ል ይራገፍ | ||
9 | ሞዋሮ | 1ይ ደረጃ | no | 50 | ብ ማእኸል ወረዳ ዘ/ቁ/ገ/ል ይራገፍ |
መተሓሳሰቢ
❖ ኣብ ፖሰታኩም ውሽጢ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓዳሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ቁፅርን መቅረባያይነት ካርድን ዝተሓደሰ ኮፒን ቫት ሰትፍኬትን ክተታሓሕዙ ግድን'ዩ።
❖ ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ተወዳደርቲ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ እዮም ፡፡
❖ ተወዳደርቲ እቲ ዝምላእ ነፀላ ዋጋ ናይ ቫት ዋጋ ሓውስኩም ክትመልኡ ኣለኩም
❖ ናይ ቫት ሪፖርት ናይ ጥቅምቲ ወርሒ 2017 ክተቅርቡ ኣለኩም፡፡
❖ ተወዳደርቲ እቲ ዝምላእ ዋጋ ናይ ትራንስፖርት ክሳብ ወ/ፅ/ወምበርታ ቤት ፅሕፈት ዘ/ቁ/ገ/ልምዓትን ኣብ ግምት ኣይትኹም ክትመልኡ ኣለኩም፡፡
❖ ኣብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መወዳደሪ ፎርሚ ፊርማን ማህተምን ወቒዕኩም ክተእትዉ ግድን'ዩ።
❖ እቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤ/ዕ/ል/እቶትን ምም/ር ፋይናንስ ወ/ፅራእ ወምበርታ ከተማ ኣጉላዕ ይርከብ፡፡
❖ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 25/03/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/04/2017ዓ/ም
❖ ፕሮፎርማ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 01/04/2017 ዓ/ም ስዓት 4:00 ቅ/ሰዓት
❖ ፕሮፎርማ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 01/04/2017ዓ/ም ስዓት 4:30 ቅ/ሰዓት
❖ ሰዓራይ ዝኾነ መቕረባይ/ነጋዳ/ ሰዓራይ ምኳኑ ምስ ፈለጠ ምስ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ውዕሊ ኣስሩ መኸበሪ ውዕሊ ከትሕዝ ምዃኑ ክፈልጥ ይግባእ፡፡
❖ እዚ ፕሮፎርማ_ጨረታ ሰነድ እዚ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል
❖ ኣብዚ ቅጥዒ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እንተሃልይዎ ድማ ፊርማ ናይ በዓል ዋና ክህልዎ ይግባእ
❖ ሰዓራይ ዘቕርቦ ንብረት ንብረት ኣብቲ ዝተነፀረሉ ቦታ ኣታዊ ምስ ገበረ ፅሬቱ ብስፐስፍኬሽን መሰረት ብበዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ክፍልት ክሓትት ይኸእል ምዃኑ ነፍልጥ፡፡
❖ ኣብዚ ፕሮፎርማ እዚዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን15' ማዓልታት ኮይኑ። ድሕሪኡ ንዝቀርብ ትእዛዝ ተቀባልነት የብሉን።
ንተወሳኪ ሓበሬታ፡- ስ.ቁ ቁፅሪ - 0914279411