ምልክታ ቁፅሪ 1 ግ/ጨረታ
1. ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዮ ክልል ትግራይ ልቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ UNFPA ዝተረኸበ ሓገዝ ናይ ፅ/መሳርሒ ሎት 01 ናይ ፅሬት ኣቁሑት ሎት 02 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ሎት 03 ፍርናሽን መጋረጃን ጨርቁን ምስ ብረቱ ዝሓወሰ ሎት 04 ብ ግ/ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ንእድም
2. አብቲ ጨረታ ክሳተፋ ዝደለዩ ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፅሉ ዕለት 24/03/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 08/04/2017 ዓ/ም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ብር 100(ሓደ ሚዒቲ) ብር ብምግዛእ ካብ ቢሮና ክወስዱ ትኸእሉ።
3. ተጫረቲ ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት መታወቂያ ናይ ግብሪ ከፋላይን (IIN መረዳእታ VAIተመዝጋባይ ዝኮነ ናይ ወርሒ መስከረም 2017 ዓ/ም ዲክለር ዝገበረ) ብተወሳኺ ድማ አብ ቁፅሪ 1.ዝተቀመጡ ዝተነፀረ ዶክመንት ከምኡዉን በጀርባ ይመልከቱ አብዝብል ዘርፊ ድማ ንፁር ኮፒ ተገይሩ ይቅመጥ
4. ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ 5000 ብ C.P.O ከቕርብ ዝኸእል ተጫረቲ ዝጫረትሉ
ዋጋ ብቢሮ አብ ዝተዳለወ ዋጋ መቕረቢ ቕጥዒ ብምምላእ ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብቲ ዝተገለፀ ግዜ ኣብ ቢሮና ኮምፕሌክስ ህንፃ 4ይ ብሎክ 4ይ ፎቅ ቁፅሪ 228 ናብ ዝርከብ ሳንዱቕ ጨረታ ከእትዉ ዝክእሉ ።
5. ተጫራታይ ንዝሰዓሮም ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ
6. እቲ ጨረታታሕሳስ 8/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ታሕሳስ 08/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኸፈት .
7. ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10% መክበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ።
8. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዊ 'ዩ።
9. ቤት ዕዮ ጨረታ ሰዓራይ አብ ዝምረፀሉ እዋን ዝግዛእ ዓቅሓ ወይ ግልጋሎት ዓቀን
10. ወይ ዋጋ ከምኣድላይነቱ ካብ ነፍሲ ወከፍ ነፀላ አቅሓ 20%/ዒስራ ሚዒታዊ/ናይ ምቅናስ ወይ ምዉሳኸ መሰል ዝተሓለወ ምኻኑ ኣብቲ ትመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ
11. ሽምን ክታምን መቕረባይ