Tigray Industry Park Corporation

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ --------/2017

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ተ.ቑዝርዝር ኣቑሑትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ ዋጋ
1ባትሪ መኪና70 A ብሳምፕልቁፅሪ01

ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክተማልእዎ ዝግባእ ፡

1. በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት፣ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቕርብ።

2. ናይ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቕርብ።

3. ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።

4. ኩሉ ዓይነት ንብረት ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ።

5. ብናይ ባዕልኻ ስፔስፊኬሽን ቐይርካ ምቕራብ ኣይከኣልን።

6. ናይዚ ሰነድ ዝርዝር ካብ ኮልጋ/ኢ/ ትግራይ ጥቓ ዋና ቢሮ ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ ፊት ንፊት ወይ ጎኒ ወይዘር ህንፃ 2 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 204 ካብ ዕለት 23 / 03 /2017 ዓ.ም እስካብ ዕለት 25 /03/2017 ዓም ጀሚርኩም ምውሳድ ትኽእሉ።

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26 / 03/ 2017 ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረትቲ ኣብ ዘለውሉ ይኹን ኣብ ዘየለውሉ ይኽፈት ።

8. ንብረት ተቐባልነት ዝህልዎ ብበዓል ሞያ ምሰ ኣረጋገፀ ይኸውን።

9. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 31 መዓልቲ ንብረት ከቕርብ ዝኽእል።

10. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

11. እዚ ፕሮፎማ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል።

12. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0342417669 /0914112429 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።