North Sub City Municipality Office

ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ

ቤት ማዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንቤት ማዛጋጃ ክ/ከ/ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ንዘሎ ዝኮነ ይኩን ዘይሕጋዊ ንዝተወረሰ ንብረት ንምፅዓን ንምምልላስን እትከውን መሃንድራ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንካረ ስለ ዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ተ.ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ዝርዝርመለክዒሓደ መዓልቲ ዋጋመብርሂ
ብርሳን
01ማሃንድራንደምቢ ምኽባር ኣብ ክ/ከተማና ንዘሎ ዝኮነ ይኩን ዘይሕ ጋዊ ንዝተወረሰ ንብረት ንምፅዓን ንምምልላስን ግልጋሎት ተገልግል ነዳዲ፣ሽፈር ካሊእ ወፃኢታትን ብ ናይ ባዓል _ መኪና ዝሽፈን ይከዉን ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ንጉሆ 2:00 ሰዓት ክሳብ 12:00 ሰዓት ናይ ምሸት ይከ ዉን ብልሽት እንተጋጥም ብበዓል መኪና ከዕርይ ዝክእል።እትሰርሓሉ ስራሕ ድማ ኣብ ሰሙን 3ተ መዓልቲመዓልቲ ይኸውን።ብመዓልቲ

መተሓሳሰቢ፡- ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ኣብ ፕሮፎማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘሎዎ።

2. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 17/03/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 19/03/2017 ዓ.ም ሰዓት 11 ይኸውን።

3. ተወዳደርቲ ናይ 2016 እና ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝተሓደሱ መረዳእታ ዘቅርብ ክኮኑ ኣለዎም።

4. ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 20/03/2017 ዓ.ም ቅድሚ ሰዓት 04፡00 ይኸውን

5. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለ ዘገልግል ዕደጋ ፈፃምን መቅረብትን ዝፍርምሉ ዓምዲ ኣይህልዎን።

6. ካብ እቲ ዘዳለናዮ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን ።

7. መክፈቲ መዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ በዓል እንተውዒሉ ኣብ ዝቅፅል መዓልቲ ዝኸፈት ይኸውን።

8. ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊይዎ ካብ ውድድር ወፃኢ ይከውን

9. አድራሻና ጥቓ እንዳጋብር ቤተ ክርስቲያን ቤት ማዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕደጋ።

10. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0939763447 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል እዩ።

NB. ኣብ ልዕሊ እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ብላዕሊ ተጠቃሚ ቤት ፅሕፈትን ዓይነት ንብረት ይፀሓፈሉ፣፣