Zkre Semactat Elementary School

ፕሮፎርማ

ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝኸረ- ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ 

ስለዚናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደስ ንግዲ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ መቅራባይነት ፣ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈሉክም ሕጋዊ መቕረብቲ ምዝጉባት ቫት ዝኮንኩም ፣ቲን ናምበር ዘለኩምን፣ ነዚ ሲዒቡ ሰደቓ ፅንዓት ዕደጋ ክትመልኡልና ንሓትት::

ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ እዋን 18/03/2017 ዓ/ም ስዓት 3፡00 ይኸውን

አድራሻ 0914018709

ጥቓ ገዛና ሪልስቴት

ሪጋዓይነት አቅሓዓይነትመዕቀኒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብር
1እስክርቢቶ ሰመያዊLink of fix Orgenalብባኮ
2እስክርቢቶ ቀይሕLink of fix orgenalብባኮ
3ልሙፅ ወረቀትCopy-Aብደስጣ
4እስቴፕሌስ ሽቦ(Greathall STAPIESብባኮ
5ፋስትነርATLASብባኮ
6ደፍተር 50 ሉሕ ባዓል መስመርሲነር ላይን መሸፈኒ ዘይብሉብደርዝን

መተሓሳሰቢ ካብዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ ኦርጅናል ፅሕፈት መሳርሒታት ወፃኢ ካሊእ ምምላእ ኣይፍቀድን