ን2ይ ግዘ ዝወፀምልክታ ፕሮፎርማ
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ባትሪ ኤክስፕሮ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 16/03/2017ዓ/ም ክሳብ 18/03/2017ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 268ንክተቕርቡ ንዕድም፡
ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ ብር | ጠቕላላ ዋጋ ብር | መብረሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ኤክስፕሮ/Xpro/ባትሪ ቀይሕ መትሐዚኡ | 70A ኦርጂናል | ቁፅሪ | 03 |
✓ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቅርቡ ትኽእሉን፤
✓ ቲን ቁፅሪ (TN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኸእል፤
✓ ብመቅረባይነት ዝተመዘብኩም፤
✓ ዘቅርቦም መረዳእታ ነኒሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኸእል፤
✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቁፀር፤
✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ፤
✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/03/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 8፡30፤
✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 18/03/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 9:00፤
✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤
✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤
✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኸእሉ ምዃኖም፤
ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 268 ንርከብ፤