Adwa Planning and Finance Office

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 በቲ ዘፈር ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ፍቃድ ንግዲ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዝሐደሰ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዝተመዝገበ ምካኑ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝግቡን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራደርሉ መረዳእታ ዘቅርብ ክከዉን አለዎ

5 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረት ምምሕዳርን ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

5 ዝሰዓረ ተጫራታይ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ መጎዓዝያን ካልኦት ወፃኢታትን ብናይ ባዕሉ ብምሽፋን ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ከቅርበ ዝክእል

6 መከበሪ ሰነድ ጨረታ ቢድ ቦንድ 20000  ፡ መሳርሒ ፅሕፈት 30000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ አብ ኩነታት ዘይተመሰረት ዉሕስና ባንኪ ወየ በባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዴት ከትሕዝ ዝክእል

7 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝሐዘ ኮይኑ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳር ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ እቲ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ ከቅርብ ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ 2/3/2017 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 17/3/2017 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ ሰዓት 4:00 ንጉሆ ኣታዊ ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጎሆ ዝክፈት ኮይኑ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ወከለቶም ብዘይምህላዎም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

9 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ገዘ ካብ 25 ማዕልቲታት ዘይበልፅ ይከወን

10 ተጫረቲ ንዝቅርብዎ ንብረት ድማ ብፍላይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ሐደ ዓመት ዉሕስና ከህብ ዝክእልን ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት ድማ እቲ ቤት ፅሕፈት ብዘቅርቦ እስፐስፊኬሽን ማለት እዉን ዝርዝር መዓቀኒ መሰረት የቅርብ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914152570