Addis Pharmaceutical Factory PLC

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ሽርክና ማሕበር ሸሚዝ :ጫማ : ካኪ ብሬክ ሩልስ ስረ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትሳተፉ ትደልዩ ዝስዕብ መስፈርቲ ኣማሊእኹም ንኽትወዳደሩ ትካል ይዕድም ናይቱ ንብረት ዝርዝር መስፈርቲ /ስፔስፊክሽን/ ምስ ጨረታ ሰነድ ተታሒዙ ይርከብ

ክማልኡ ዝግበኦ መስፈርትታት

1/ ናይ 2016 ወይ 2017 ዓ.ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን IN ምስ ኦርጅናል ዝተመሳከረ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

2/ ናይ መቕረባይነይ ዝተሓደሰ ፍቀድ ዘለዎ ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

3/ ቫት ወይ ቲኦቲ ዝተመዝገበሉ ሰርቲፊኬት ከቕርብ ዝክእል

4/ ተጨራታይ ምስ አሸነፈ ንዘቕርቦ ንብረት ሕጋዊ ናይ ቅብሊት ሰነድ ክህብ ዝክእል

5/ እቲ ጨረታ መሸነፋይ ምስተፈለጠ መቕረባይ ሰነድ ናብ ኢዱ ምስበፅሖ አብ ውሽጢ 3ተ ናይስራሕ መዓልቲ ናብ ትካል መፅዩ ውዕሊ ከአስር አለዎ

6/ ናይ ጨረታ መክበሪ 10,000 ብር ብስፒኦ ወይ ከዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7/ ጨረታ መሸነፋይ ምስተፈለጠ ውዕሊ መክበሪ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10% ብስፒኦ ወይ ብካሽ ናይ ምትሓዝ ግዴታ አለዎ

8/ ጨረታ ዝኸፈትሉ ዕለት 06/03/2017 ሰዓት 4:00 ተጫራታይ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብዝተርኸብሉ ይኸፈት እንተዘይተርኺቡ ብቱ ናይ ትካል ጨረታ ኮሚቴ ይኸፈት

9/ ተጫራታይ ዋጋ ክመልእ ከሎ ኣብቱ መምልኢ ሰነድ ናይ ሓደ ዋጋን ድምር ዋጋን ድልዝ ስርዝ ብዘይብሉ ክምላእ አለዎ ብተወሳኪ ቫት ወይከዓ ቲኦቲ ሓዊሱ ክፀምላእ አለዎ :: ዓይነት ጨርቂ ትካል ብዘቕርቦ ረቓሒ ይኸውን

10/ ኣብቱ ዋጋ ዝመላእኹምሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ሽምኩም ፊርማኹም ማሁተምኩም ክህልዎ አለዎ

11/ ተጫራታይ ውዕሊ ምስ ኣሰረ ኣብ ትካል መዕዩ ናይ ሕድሕድ ዓቐን ባዕሉ ዓቂኑ ይወስድ

12/ ተጫራታይ ካብታ ውዕሊ ዝአሰረላ ዕለት ጀሚሩ እቲ ደንቢ ልብስ አብ ክንደይ ማዕልቲ ሰፊዩ ኣታዊ ከምዝገብር ብግልፂ ከቅምጥ አለዎ

13/ ትካል እቲ ጨረታ ዘየወፅእ ከይኑ እንተረክብዎ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ 14/ ንዝበለፀ ሓበረታ ብ 0914178887/09110127 ዊልፍ፡ ኣትሓቱ ትኸእሉ