ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 01/2017 ዓ/ም
ቑፅሪ ት/ፋ/ ፕ-ጨ/01
ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ንታ ቁፅሪ 4-02688 ት.ግ መኪና ካብ PSNP-5 በጀት ዝክፈል ናይ መኪና ጌጣጌጥ/መለዋወጢ/ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ::
መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ
1. ናይ ዘመኑ 2016/2017 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም።
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣
3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪTIN ዘለኩም፡፡
4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት 2016/2017 ዝተሓደሰ ዘለዎ፣
5. 2% withholding tax ክኸፍል ዝኽእል።
6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ መኪና ጌጣጌጥ/መለዋወጢ/ ኣቑሑት ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቁፅሪ /TIN/ መለለይ ቁፅር ኹምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 22/02/2017 ዓ/ም ክሳብ 26/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።
7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 26/02/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።
8. ሳዓርቲ እተቅርብዎ ናይ መኪና ጌጣጌጥ/መለዋወጢ/ ኣቑሑት ቅቡልዝግበር ብናይ ቢሮና ኤንስፔክተር ብዘተጠየቀ ሰፐስፊኬሽን ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይከውን::
9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን።
11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914775963 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ።
ናይ ንዳ/ዳ/ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ታ.ቁ 4-02688ት.ግ ሞዴል HZJ 76L RKMRS ማርክ ቱ ሃርድቶፕ ላንድ ኩሬዘር ደብል ጋቤና
ተ.ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ||||||
1 | ሙቐት መከላኸሊ VIP ሌዘር ዳብል ፌስ | 1ይ ደረጃ ኦርጂናል | ብሴት | 01 | |||
2 | መሪ ከቨር | 1ይ ደረጃ ኦርጂናል | ብቁፅሪ | 01 | |||
3 | ሮያል መርጅ ሽቶ | 1ይ ደረጃ ኦርጂናል | ብቁፅሪ | 02 | |||
4 | ወልፊት ወንበር ጨርቂ ምስ ዉይይት 1 | 1ይ ደረጃ ኦርጂናል | ብሴት | 01 | |||
5 | ዳሽ ቦርድ ቅብዓት | 1ይ ደረጃ ኦርጂናል | ብቁፅሪ | 02 | |||
6 | አልአብ ናይ ሙቐት ዳብል ፌስ | 1ይ ደረጃ ኦርጂናል | ብሴት | 01 | |||
7 | ከፋፍ ንፋስ መከላኸሊ | 1ይ ደረጃ ኦርጂናል | ብሴት | 01 | |||
8 | እስቲከር ፀሊም ምስ መለጠፊኡ | 1ይ ደረጃ ኦርጂናል | ብሴት | 01 | |||
9 | ታፕሰሪ ምስ ምግጣሙ | 1ይ ደረጃ ኦርጂናል | ብሴት | 01 |
ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ
ሽም፡-
ፌርማ፡-
ዕለት፡-
ስልኪ ቑፅሪ