Dimtsi Weyane Tigray

1 ናይ 2016 ን 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ፡ ተመዝጋቢ እሴት ታክስ ዝኮኑን

2 ናይ ወርሒ ምሰከረም 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክሊር ዝገበርሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ዉሕስና ጨረታ 100000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ወይድማ ካብ ባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋፀ ቼክ ከቅርብ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 19 ጥቅምቲ  2017 ዓም ክሳብ 29 ጥቅምቲ 2017 ዓም ዘይምለስ 400 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዋና ክፍሊ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 308 ደኩመንት ክትወስዱ ትክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ ካብቲ ትካል ዘዳለዎ ዝርዝር መሰረት ብምግባር ብናይ ባዕልኩም ዝርዝር መረፋእታ ቴንካልን ፋይናንሻል ኣዳሊኩም ብክልቲኡ መሊእኩም ብሽምዒ ብሽምዒ ዝተዓሸ ፖስታ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 409 ክተቅርቡ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

6 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋሐወሉ 19 ጥቅምቲ 2017 ዓም ጀሚሩ ን 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብምፅናሕ 29 ጥቅምቲ 2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ 4 ደብሪ ኣብ ዝርከብ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ይክፈት

7 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ ዉዕሊ ኣሲሩ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲታት ብናይ ብዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ድምፂ ወያነ ትግራይ የረክብ  

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብኣካል ኣብ ቁፅሪ 409 /0344410544 ወይድማ 0344410546