ምልከታ ግሊፂ ጨረታ
ኣብ ዋኒኑ ከም ዝተሓበረ ትካልና ርእሰ ደብሪ ተካ ሲንየር ሲትዝንስ ኬር ኤንድ ሳፖርት አሶሴሽን ንግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሻሂ ቡና ኣቑሑት ንዕዲኢት በግሊፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮኒኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ተጫረቲ ከማለአዎ ዝግባእ ረቃሕታት
• ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል።
• ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለዪ ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል።
• ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርቲፊኬት ከቅርብ ዝክእል።
• ተጫራቲ ናቲ ዝመልእዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰፒኦ ከቅርብ ዝክእል።
• ናይ ጨረታ መመዝገቢ ሰነድ ብር 50 ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ርእስ ደብሪ ተካ ምሕጋዝን ምከንካን ኣረጋውያን ብኣካል ብምምፃእ ምውሳድ ይከኣል።
• ተጫረታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ብቀጥታ ካብ ጨረታ ይስረዝ።
• ጨረታ ሰነድ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 18/02/2017-22/02/2017ዓ.ም ካብ ሰዓት 9 :00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሎ ዕለት 9:30 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቀበሌ 18 ኣብ ዝርከብዋና ቤት ፅሕፈትና ይከውን ።
• ቤት ፅሕፈት ካብቲ ዘጫረቶ 20% ምውሳክ ወይ ምቅናስ ይኽእል ።
• ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።
ንዕድጎ ናይ ሻሂ ቡን ኣቑሑት
ተቁ | ዓይነት ንብረት | መለኸዒ | በዝሒ ንብረት | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብሪሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ቆዕሊ ሻሂ | ነፀላ | 69 | |||
2 | ሹካር | ኪሎ | 575 | |||
3 | ዕጣን በዓል ርብዒ ኪሎ | ቁፅሪ | 23 | |||
4 | ቡና | ኪሎ | 345 | |||
5 | ፈርነሱ | ነፀላ | 23 | |||
6 | መንከሽክሽ | ነፀላ | 23 | |||
7 | ሮኮቦት ፕላስቲክ | ነፀላ | 23 | |||
8 | ሻሂ መስተዪ ብረጭቆ | ደርዘን | 11.5 | |||
9 | ፍንጃል ቡን | ደርዝን | 23 | |||
10 | ቀጠፍ መፅለሊ ሻሂ | ነፀላ | 23 | |||
11 | ቡና መጥናፈሊ | ነፀላ | 23 | |||
12 | ማንክያ ሻሂ | ደርዘን | 23 | |||
13 | ኩኪስ በብ 50 ግራም ዝተኣሸገ | ነፀላ | 4830 | |||
14 | ጀበና | ነሀላ | 23 | |||
15 | ፍሓም በዓል 25 ኪሎ | ኪሎ | 23 | |||
16 | መውቀጢ ቡን ናይ ላዕልን ታሕትን | ብነፀላ | 23 | |||
17 | መሕፀቢ ኢድ ምስ ጆኩ | ብነፀላ | 23 |