ኣብ ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዓመታዊ ፅገና እዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ፅገናታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክአስር ይደሊ ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ፀገንቲ ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

ታቑናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description)መፍለዪ/specificatiመዐቀኒ (Unit)በዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ፅገና ላፕቶፕ ማዘር ቦርድ ዝሐወሰ ፅገናቑፅሪ01
2ኮምፒተር/ማዘር ቦርድን ፓወር ሳፕላይን ዝሐወሰ/ቑፅሪ01
3ፅገና ፕሪንተር /ፖወር ሳፕላይን ፎርማተር ቦርድ ዝሐወሰ/ቑፅሪ01
4ፅገና ፎቶ ኮፒ /ፖወር ሳፕላይን ፎርማተር ቦርድ ዝሐወሰ/ቑፅሪ01
5ፅገና ፋክስቑፅሪ01
6ፅገና ዩፒኤስቑፅሪ01
7ፅገና ረሲቨርቑፅሪ01
8ፅገና ቴሌቨዥንቑፅሪ01
9ፅገና ስዊች 24,12,8port ፓወር ሳፕላይቑፅሪ01
10ዕገና ሲስኮ ስዊች ፓወር ሳፕላይቑፅሪ01
11ፅገና ዲጂታል ካሜራቑፅሪ01
12ፅገና ስካነርቑፅሪ01
13ፅግና ሰርቨር ፓወር ሳፕላይ/ቑፅሪ01
14ዕገና ስተፕላይዘርቑፅሪ01

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /TI/ ፣ መቅረባይ ሰርቲፊኬት፣ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም።እቲ ዝቀርብ ዶክመንት ዝረአ ክከውን ኣለዎ ዘይረአ እንተኮይኑ ናብ ውድድር ኣይቀርብን።

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም።

3. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም በቲ ቢሮና ዘዳለዎ ውዕሊ መሰረት ውዕሊ ብምእሳር ናብ ቢሮና እናመፀ ናይ ፅገና ግልጋሎት ዝህብ ይከውን።

5. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ።

6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/02/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኽእሉ፡፡

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 13 ዝርኸብ ይኽፈት።

8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0914720632/0914032454 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ።