ናይ ፕርፎርማ ምልክታ
ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ክልል ትግራይ (Tigray Disaster Risk Management commission) ሰፔር ፓርት ብፕሮፐፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ስለዚ ነዚ ከቅርቡ ዝኽእሉ መቕረብቲ ተወዳደርቲ ንዕድም።
ተ.ቁ | ሞዴል ዓይነት | ዓይነት | መዓቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ፍሬን ሻራ ናይ ቅድሚት | 1HZ ኮብራ(105) | ሴት | 1 | ||
2 | ናይ ድሕሪት ፓዳ ሻራ | 1HZ ኮብራ(105) | ሴት | 1 | ||
3 | ናፍጣ ፊልትሮ | 1HZ ኮብራ(105) | ቁፅሪ | 1 | ||
4 | ዘይቲ ፊልትሮ | 1HZ ኮብራ(105) | ቁፅሪ | 1 | ||
5 | ቡሺንግ ለወር ኣርሚ | kn/25 | ቁፅሪ | 4 | ||
6 | እሰፐኪዮ ፀጋም | kn/25 | ቁፅሪ | 1 | ||
7 | ዋይፐር | kn/25 | ቁፅሪ | 2 | ||
8 | ኦይል ፊልትሮ | ኒሳን | ቁፅሪ | 6 | ||
9 | ዘይቲ ፊልትሮ | y61 ኒሳን | ቁፅሪ | 2 | ||
10 | ናፍጣ ፊልትሮ | y61 ኒሳን | ቁፅሪ | 2 | ||
11 | ፓድ ቅድሚት | y61 ኒሳን | ሴት | 1 | ||
12 | ፓድ ድሕሪት | y61 ኒሳን | ሴት | 1 | ||
13 | ኣየር ክሊኔረ(ደብተር) | y61 ኒሳን | ቁፅሪ | 1 | ||
14 | መሪ ቴስትኒ | y61 ኒሳን | ቁፅሪ | 4 | ||
15 | እስዊች ኣሰይ | ኒሳን | ቁፅሪ | 1 | ||
16 | ኣርም ኣሰይ(ኮምፕሊት ምስ ሆልደሩ) ዘዋሪ | ኒሳን | ሴት | 1 | ||
17 | ሳብ ታንከር እስዊች(መቀያየሪት) | ኒሳን | ቁፅሪ | 1 | ||
18 | ክላክስ 12v ኦርጅናል | ኒሳን | ቁፅሪ | 2 | ||
19 | ፋን ቤልት | ኒሳን | ሴት | 1 | ||
20 | ኮሌነት ቅድሚት ድሕሪትን | ኒሳን | ቁፅሪ | 10 | ||
21 | ፋን ችንግያ | ኒሳን | ቁፅሪ | 1 |
መተሓሳሰቢ፦ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ፦
1. ማህተም ዝዓረፎን ዝተዓሸገን ፖስታ
2. ፐርፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 18/02/ 2017 ዓ.ም ሰዓት 11:30 ይዕፀው።
3. ተወዳዳሪ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ቲን ቁፅሪ፣ ምስቲ ፐርፎርማ ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ኣለዎ።
4. ፐርፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 21 /02/2017 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4:00
5. ሰዓራይ ዝኾነ ትካል እቲ ክሳብ ዕለት 23/02/2017 ብናይ ባዕሉ መኪና ጠቕሊሉ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል
6. ካብቲ ዘዳለናዮ ስፐስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን
7. እዚ ፐርፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልል
8. ዝሰዓሮ ንብረት ኣታዊ ዘይገብር ተወዳዳሪ በቲ መምርሒ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ተመጣጣኒ ቅፅዓት ይውሰደሉ
9. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ብምሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
10. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ0919550619/0914705890ደዊልካ ምሕታት ይካኣል