ናይ 2017 ዓ/ም ምልክታ ፕሮፎርማ/
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ናይ መኪና ስፔር መሳረሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ፦
1. ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም
2. ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋኩም መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል
እንክተሎም መምርሒ
➢ ዋጋ መሊኡ ዝተወዳዳረ መቅረባይ እንተስዒሩ ኣብ ዝተብሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ ።
➢ ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዶክሜንት ብፖስታብምዕሻግ ካብ ዕለት 14/02/17 - 18/09/17 ዓ/ም ምሃብ ትክእሉ ፡፡
➢ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 18/07/17 ቅድሚ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይከፈት።
➢ ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ፕሮፎርማ ምስ ተከፈተ 7 ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይከዉን ።
➢ ዝሰዓረ ተወዳዳራይ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ኣታዊ ይገብር ፡
➢ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቀርብ ኣለዎ ።
➢ እዚ ናይ ጨረታ ምልክታ /ፕሮፎርማ / ከም ዉዕሊ የግልግል ።
➢ ቢሮ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን ፡፡
ዝርዝር ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | |||
---|---|---|---|---|---|---|
01 | Link Assy Steeling | 45440-39115 | Pcs | 01 | ||
02 | Bracker Assy eauter Arm | 45410-36040 | Pcs | 01 | ||
03 | Rod Assy Steeling Relay | 45450-39225 | Best | 01 | ||
04 | Bracket Assy Idler Arm | 45070-36030 | Pcs | 01 | ||
05 | Boaster Assy Brake | 44610-36530 | Pcs | 01 |