Tigray Presidency Office

1 ብንግዲ ዘፈርኩም ዝተወፈረ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ :  ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዘበ : መለለይ ከፋላይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ተመዝበቲ ዝኮንኩምን በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ መቅረባይነትን እዚ ግልፂ ጨረታ ካበ ዝወፀሉ ዕለት 9/2/2017 ዓም ክሳብ 18/2/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ሳልሳይ ደብሪ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈለኩም ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም

2 ንፉሉይ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344406451 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል