Abyi Adi Town Planning and Finance Office

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

ት/ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዝሩ ናይ ሞተራት ኣቁሕት አዋዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብሪሂ
01ሌጉሌተር ኤሌክትሪክ1ይ ደረጃ ናይ VSብቁፅሪ01
02ባትሪ1ይ ደረጃ ናይ TVSብቁፅሪ01
03ካንድላ1ይ ደረጃ ናይ ፐVSብቁዕሪ01
4የማነ ፀጋምን ኮፎን1ይ ደረጃ ናይ TSብቁፅሪ02
5ሪንግ STD 175 C.Cኦርጅናል ናይ YAMAHASet02
6ፒስቶን 175 CCኦርጅናል ናይ YAMAHAብቁፅሪ01
7መጋዝ ድሕሪትኦርጅናል ናይ YAMAHAብቁፅሪ02
8ቁልፊ ኳድሮኦርጅናል ናይ YAMAHAብቁፅሪ01
9ካንዴላኦርጅናል ናይ YAMAHAብቁፅሪ01
10መጋዝ ቅድሚትኦርጅናል ናይ ሃል ዘልብቁፅሪ01
11ፍሬን ኬብል175 C.C YAMAHAብቁፅሪ01
12መኸደን ታንከርኦርጅናል ናይ ሂሮብቁፅሪ01
13ፈሬቻኦርጅናል ናይ ሂሮብቁፅሪ04
14ስፖኬ የማንን ፀጋምንኦርጅናል ናይ ሂሮብቁፅሪ02
15ኣቻራተር ኬብልኦርጅናል ናይ ሂሮብቁፅሪ01
16ቆቢዕ ካንዴላኦርጅናል ናይ ሂሮብቁፅሪ01
17ካንዴላኦርጅናል ናይ ሂሮብቁፅሪ01
18ባትሪኦርጅናል ናይ ሂሮብቁፅሪ01
19መፍትሒ /ቁልፉኦርጅናል ናይ ሂሮብቁፅሪ01
20ፍሬን ፔዳል ሌቨርኦርጅናል ናይ RTRብቁፅሪ01
21መፍትሕ ኳድርኦርጅናል ናይ RTRብቁፅሪ02
22ባትሪኦርጅናል ናይ RTRብቁዕሪ01
23መኸደን ታንከርኦርጅናል ናይ RIRብቁፅሪ01
24መጋዝ ናይ ቅድሚት ከቨር ኮፎን/ኦርጅናል ናይ RTRብቁፅሪ01
25ፀጋማይ ቦዲ ከቨርኦርጅናል ናይ RIRብቁፅሪ01
26መጋዝ ናይ ድሕሪትኦርጅናል ናይ RIRብቁፅሪ01
27ፍራን ፓድ ድሕሪትኦርጅናል ናይ RIRብቁፅሪ01
28ካንዴላኦርጅናል ናይ RIRብቁፅሪ01
29ባትሪኦርጅናል ናይ ሂሮብቁፅሪ01
30ቁልፊ (ኳድሮ/ኦርጅናል ናይ ሂሮብቁፅሪ01
31መኸደን ታንከርኦርጅናል ናይ ሂሮብቁፅሪ01
32ፍርስዮን ኬብልኦርጅናል ናይ ሂሮብቁፅሪ01
33ፍሬን ሽራ ድሕሪትኦርጅናል ናይ ሂሮብቁፅሪ01
34ስፖኬ የማንን ፀጋምንኦርጅናል ናይ ሂሮብቁፅሪ01
35መጋዝ ድሕሪትኦርጅናል ናይ ሮብቁፅሪ01

✓ እዚ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማ ክህልዎ ኣለዎ፡፡

✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዝኩም ተቕርቡ ትክእሉ፡፡

✓ ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ ቲን/ ዘለኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዝኩም ተቕርቡ ጥራሕ ክትወዳደሩ ትኽእሉ፡፡ ናይ መቕረባይነት ካርድ ናይዚ ዘመን ዘሐደሰን፣

➢ እዚ ፕሮፎርማ ልክዕ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ዘግልግል ምዃኑ፣

➢ ናይ ጨረታ ስነድ ብናይ ባዕሎም ዝመልኡ

➢ ስነድ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፅንሕሉ ካብ ዕለት 08/02/2017 ዓ/ም ክሳብ 12/02/2017ዓ/ም ስዓት 5:00 ቅ/ስዓት ስነድ መረከቢ ቦታ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፊር ማሕበራት መቐለ

➢ ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረከብ አብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ካክረብ ዝክእል

✓ ሰዓራይ ኮይኑ ምስተረኸበ እንተዘይኣቕሪቡ ብሕጊ ከምዝጥየቕን ኪሳራ ናይቲ ቤት ዕዮ ዝጥየቕ ምዃኑ፤

✓ እቲ ጨረታ ብሙልእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተወለወ እዩ

✓ ኣብቲ ሰነድ ዝተጠቐሰ ሞዴል /specification/ ምስራዝ ኣይካኣልን፡፡