ቁፅሪ ኣጉ/ማ/ግ/ 1877/17
ዕለት 07/02/2017 ዓ.ም
ምልክታ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ቱቦታትን ፊቲንጋትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፅኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክትጫረቱ ትኸእሉ ምኳንኩም ንዕድም፡፡
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
1 | ፊመል ኣዳፕተር በዓል 25" | ብቁፅሪ | P.N 16 | 10 | ብሳምፕል | ||||
2 | ስትሬት ዩኔን በዓል 32 | ብቁፅሪ | P.N 16 | 30 | |||||
3 | ፊል ኣዳፕተርበዓል 32 | ብቁፅሪ | P.N 16 | 10 | |||||
4 | ስትሬት ዩኔን በዓል 20 | ብቁፅሪ | P.N 16 | 20 | |||||
5 | ፕላግ ብዓል 25" | ብቁፅሪ | P.N 16 | 10 | |||||
6 | ፕላግ ብዓል 32 | ብቁፅሪ | P.N 16 | 15 | |||||
7 | ፎሴት1/2* | ብቁፅሪ | 30 | ||||||
8 | ቃጫ | ብኪሎ | 10 | ||||||
9 | መጋዝ | ብቁፅሪ | 5 | ||||||
10 | ጌት ቫልቭ ፍላንጅድ 6 | ብቁፅሪ | 2 | ||||||
11 | ጌት ቫልቭ ፍላንጅድ 4 | ብቁፅሪ | 4 | ||||||
12 | ቱቦ H.D.P.E (19A 20" | ብቁፅሪ | P.N 16 | 400 | |||||
13 | ቱቦ H.D.P.E (19A 32" | ብቁፅሪ | P.N 16 | 600 | |||||
14 | ቱቦ H.D.P.E 09A 25" | ብቁፅሪ | P.N 16 | 500 | |||||
15 | ቱቦ H.D.P.E 09A 63" | ብቁፅሪ | P.N 16 | 600 | |||||
16 | ጌት ቫልቭ 1 | ብቁፅሪ | ሳንዋ | 20 | |||||
17 | ጌት ቫልቭ 3/4* | ብቁፅሪ | ሳንዋ | 10 | |||||
18 | ጌት ቫልቭ 1/2* | ብቁፅሪ | ሳንዋ | 20 | |||||
19 | ሰኒ መውፅኢ 3/4 | ብቁፅሪ | 4 | ||||||
20 | ሰኒ መውፅኢ 1/2 | ብቁፅሪ | 10 | ||||||
21 | ኒፕሊሰ ብዓል 1 | ብቁፅሪ | 10 | ||||||
22 | ኒፕልስ ብዓል 2 | ብቁፅሪ | 10 | ||||||
23 | ዩኔን ብረት 3/4 | ብቁፅሪ | 10 | ||||||
24 | ዩኔን ብረት 1/2 | ብቁፅሪ | 10 | ||||||
25 | ሮዲሰር ካብ 3/4-"1/2* | ብቁፅሪ | 15 | ||||||
26 | ሮዲሰር ካብ 1- 1/2* | ብቁፅሪ | 15 | ||||||
27 | ሮዲሰር ካብ 11/2-*1/2* | ብቁፅሪ | 10 | ||||||
28 | ፓይፕሬች ብዓል 18" | ብቁፅሪ | 8 | ||||||
29 | ፓይፕሬች ብዓል 14 | ብቁፅሪ | 8 |
4 በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኸእሉ ሕጋዊ ተጫረቲ
1. ሕጋዊ መቅረብቲ ነጋዶ ዝተመዝገብኩም ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ኣብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ግብሪ ዝኸፈልኩም
2. ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ /ቲን/ካርድ ዘለኩም ሓዱሽ ናይ መቕረባይ ካርድ ዘለኩም
3. ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ዘለኩም፡ ናይ ወርሓዊ ድክለሬሽን ዝሓለፈ ወርሒ ጥሩ መረዳእታ ክተቅርቡ እትኸእሉ ንሓደ ደኩሜንት ዘይምለስ ብር 30.00/ሰላሳ ብር/ ብምኸፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ብምውሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 07/02/2017 ዓ.ም እስካብ 22/02/2017 ዓ.ም ዋንኡን ኮፒን በበይኑ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳጥን ምእታው ይከኣል፡፡
4. ጨረታ ሳጥን ዝእሸገሉ ዕለት በቲ ናይ መወዳእታ ዕለት 22/02/2017 ዓ.ም ሰዓት 3፡00 ተኣሽጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ይኸፈት፡፡ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኺቦም ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ፖስታ ናይ ምክፋት መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
5. ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኸፋቱ መኸበሪ ጨረታ ዝኸውን 5000.00/ሓሙሽተ ሽሕ ብር /ብካሸ ወይ ድማ ብCPO ከትሕዙ ኣለዎም፡፡
6. ተጫረቲ ናይ ዘቕረብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማ በዓል ዋና እንዘይሃልይዎን ስርዝ ድልዝ እንተኾይኑን ተቐባልነት ኣይህልዎን፡፡
7. ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራቲ ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልትታት ውዕሊ እንተዘይኣሲሩ ዘትሐዞ ናይ መኸበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸውን፡፡
8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ተወሳኺ ሓበሬታ፤
ብስልክ ቁፅሪ 0343140453, 0914412211, 0914029291/ ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡