ምልክታ ፕሮፎርማ
ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ማዕፆ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ፤
ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | ተከፋቲ ማዕዶ ብወይራ ዝተሰርሐ ምስ መቶ ኣለቃ ሙሉእ ቁልፊ | 2.06 0.68 | ብቋዕሪ | 01 | |||||
2 | ተከፋቲ ማዕፆ ብወይራ ዝተሰርሐ ምስ መቶ ኣለቃ ሙሉእ ቁልፊ | 2.06 0.35 | ብቋዕሪ | 01 | |||||
3 | ተከፋቲ ማዕፆ ብወይራ ዝተሰርሐ ምስ መቶ ኣለቃ ሙሉእ ቁልፊ | 2.06 0.58 | ብቋዕሪ | 04 |
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት
1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።
3. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ (Tin Number) ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእልን።
4. ተወዳደርቲ አብ ዝመልእዎ ዕሽግ ፖስታ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ሽም ምስ ስ/ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእለ።
5. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ናብ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ከቕርቡ ዝኸኣለ።
6. ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፊል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ሕልው እዩ።
7. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/2/2017ዓ/ም ክሳብ 08/02/2017ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 4፡30 ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ፋይናንስ ቢሮ ቑፅሪ 208 ዝኸፈት ይኸውን።
8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ቢሮ ቑፅሪ 308 ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344403100 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ