Tigray Regional State Security & Administration Bureau

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም  

2 በቲ ዓዉዲ ከምትነጥፉ መቅረባይነት ዝለኩም

3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት ( ቲን) : ናይ መቅረባይነት ፈቃድ ዘለኩምን

4 ብምካኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሐዘ ሰነድ ንሕድሕድ ብር 200 ብምክፋል ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት  ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃዉዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 25/1/2017 ዓም ክሳብ 5/2/2017 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ  ክተእትዉ ከም እትክእሉ ይገልፅ እዚ ጨረታ ጥቅምቲ 5/2017 ዓም ረፋድ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ   0344 408912  / 0914008595  / 0920426802