ቁፅሪ: አስተ-861-01/17
ዕለት: 30/01/2017 ዓ/ም
ምልክታ ጨረታ ቁዕሪ 03/2017
SOS Childrens'Village MHPSS Project ኣብ 2017 በጀት ዓመት ናይ ጅም አቅሑት ንዝተፈላለዩ ናይ አካል እንቅስቃሴ ዝኸዉን ብብርኪ ክልል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ሰለዚ ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሕታት እንተነኣሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ክተማልኡ ይግባእ።
1. በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘይሃሰሰ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል፡
2. ናይ ግብሪ ከፉላይ መለለይ ቑፅሪ TIN ሰርተፊኬት ዘይሃሰሰ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል፣ ንተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገበ ኮይኑ VAT ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ናይ 2016 ዓ.ም ዣት ድክላሬሸን ዘይሃሰሰ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል፡
3. በቲ ዘርፊ ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምኻኑን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ምስክር ወረቐት ዘይሃሰሰ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል፣
4. ብተጫርቲ ዝቕርቡ ሰነዳት ህጋዊ ማህተምን ፊርማን ዝአረፎም ክኾኑ ይግባአ
5. ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ኣብ ዉሸጢ 3 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ዉዕል ኣሲሩ ብዉዕሉ መሰረት
ናብ ቤት ዕዮና ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፣
6. ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ካብ ቤት ዕዮና ካብ ዕለት 30/01/2017 ዓ/ም ክሳብ 08/02/2017 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዚያት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ክትወዳደሩ ትኽእሉ፣
7. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ ሰነድ ጨረታ 160,000.00 ቅርሺ ብሽም SOS Childrens'Village ብCPO ናብ ዝተዳለወ ናይ ቤት ዕዮና ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ወይ ድማ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከቅርብ ዝኽእል፡
8. ሰዓራይ እቲ ዘቕርቦ ንብረት ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስ ተረጋገፀ ጥራሕ ክፍሊት ዝፍፀም ይኸውን።
9. እቲ ጨረታ ዕለት 08/02/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ኣብ ቤት ዕዮና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።
10. ቤት ዕዮና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
11. እቲ ጨረታ ምስ ተከፈተ ቤት ዕዮና ናይቲ ንብረት መጠን ክሳብ 20% ክቕንስ ክውስኽ ይክእል እዩ።
12. ዝስዓረ ተጫራታይ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት እቶም ንብረታት ክቕርብ ዝኽእል
13. ዝዕድግ ዝርዝር ንብረትን መማሉኢ ዋጋ ከምዝዕብ ቀሪቡ ኣሎ
* Table of Price Schedule and Required
Item Description ዓይንት ንብረት | unit | Quantity ብዝሒ | Unit price ናይ ሓደ ዋጋ | Total price ጠቅላላ ዋጋ | Remark | |
---|---|---|---|---|---|---|
1> | GYM Items List Jumping rope with handdles | pcs | 03 | |||
2 | Four-way training set, spring set | Pcs | 01 | |||
3 | Gym Mats(Puzzle Mats, thick). 75x4m | M2 | 30 | |||
4 | Bench (as per the sample) see photo-01 | Pcs | 01 | |||
5 | Locker for the bench | Pcs | 02 | |||
6 | Weight for barbell 5kg | pcs | 02 | |||
7 | Treadmill Hujun | pcs | 01 | |||
8 | Six pack care (as per the sample) | Pcs | 01 | |||
9 | Dig-up. Pul-up standing Machine, Huijun (as per the sample) | Pcs | 01 | |||
10 | Dumble Life Fitness Brand 2.5Kg | Pcs | 02 | |||
11 | Dumble Life Fitness Brand 5Kg | Pcs | 02 | |||
12 | Dumble Life Fitness Brand 10Kg | Pcs | 02 | |||
13 | Dumble Life Fitness Brand 7.5Kg | Pcs | 02 | |||
14 | Barbell medium size | PCS | 01 |
“ሓበሬታ (as per the sample) ንዝብል አቁሑት አብ ጎኒ ተለጢፉ ንዘሎ ፎቶ ይመልከቱ
ሓበሬታ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ +251914732858 /+251930800418 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል