ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ተ.ቐ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ/Specific ation/ | መለክዒ UNIT | QUANTITY/በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ Unit Price | Total Price/ጠቅላላ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | RJ-45 | Orginal | Pcs | 200 | ||
2 | D-link gbs swich | 24 port | Pcs | 2 | ||
3 | Network Tool Kit | 55 pcs | set | 1 | ||
4 | UPS | 1500 VA smart | pcs | 1 | ||
5 | Stablizer | 2000 VA Gato | pcs | 2 | ||
6 | Divider | Based on Sample | pcs | 3 | ||
7 | Power Adaptor Divider | Based on Sample | pcs | 10 | ||
8 | Access point wall mounting | Based on sample | Pcs | 4 | ||
9 | RJ-45 wall outlet | Single | pcs | 50 | ||
10 | Maintenance tool kit | 50pcs | set | 1 |
ነጋዶ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1. ናይ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2. ቫት ረጅስተር ዝኾኑን ዘሐደሱን
3. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን ኣለዎ::
5. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 23/01/2017 ዓ/ም - 27/01/2017 ዓ/ም ይኸውን::
6. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 27/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 9፡00
7. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ አቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርቡ
7. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::