Tigray Womans Association

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ተ.ቐዓይነት ንብረትመግለፂ/Specific ation/መለክዒ UNITQUANTITY/በዝሒናይ ሓደ ዋጋ Unit PriceTotal Price/ጠቅላላ ዋጋ
1RJ-45OrginalPcs200
2D-link gbs swich24 portPcs2
3Network Tool Kit55 pcsset1
4UPS1500 VA smartpcs1
5Stablizer2000 VA Gatopcs2
6DividerBased on Samplepcs3
7Power Adaptor DividerBased on Samplepcs10
8Access point wall mountingBased on samplePcs4
9RJ-45 wall outletSinglepcs50
10Maintenance tool kit50pcsset1

ነጋዶ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ናይ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2. ቫት ረጅስተር ዝኾኑን ዘሐደሱን

3. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን ኣለዎ::

5. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 23/01/2017 ዓ/ም - 27/01/2017 ዓ/ም ይኸውን::

6. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 27/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 9፡00

7. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ አቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርቡ

7. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::