ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 9/2017 ዓ/ም
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና መካይን ላሻጆ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።
- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር
- ግብሪ ከፋሊ /TIN ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር
- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::
ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት መኪና | መዐቀኒ | ብዝሒ | ነ/ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ባይክስ 25(Becx-25) | ብቑፅሪ | 2 | ጀነሬተር ዘለዎ ክኸውን ኣለዎ | ||
2 | ፎርድ ሓደ ጋቢና | ብቑፅሪ | 2 | |||
3 | ፎርድ ኸልተ ጋቢና | ብቑዕሪ | 2 | |||
4 | ትዮታ ሓደ ጋቢና | ብቑፅሪ | | 2 | |||
5 | ትዮታ ኸልተ ጋቢና | ብቑፅሪ | 1 | |||
6 | ሲኖ ትራክ ናይ ማይ ቦቲ | ብቑዕሪ | |4 | |||
7 | ብሸፍቱ ባስ | ብቑፅሪ | 1 | |||
8 | ኣስትራ ናይ ረሳሕ ፈሳሲ ቦጥ | ብቑፅሪ | |2 | |||
9 | ባክ ሎደር | ብቑፅሪ | | 1 | |||
10 | ክሬን ማሽን | ብቑፅሪ | 1 | |||
11 | ካማ ኣይሱዚ | ብቑዕሪ | 1 | |||
12 | ማዝዳ ኸልተ ጋቢና | ብቑፅሪ | | 1 | |||
13 | ታታ ኣብቶቡስ (ባስ | ብቑፅሪ | 2 | |||
14 | ዜድ ኤን ኤ ሪች ኸልተ ጋቢና | ብቑፅሪ | | 2 | |||
15 | ሎጎ ናይ ረሳሕ ፈሳሲ ቦጥ | ብቑፅሪ | |3 | |||
16 | ኒሳን ናይ ረሳሕ ፈሳሲ ቦጥ | ብቑፅሪ | 1 | |||
ጠቅላላ ድምር | 28 |
➢ NB እስካብ ሰነ 30/2016ዓ.ም ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል
➢ እቲ ናይ መኪና መሕፀቢ ቦታ ስታንዳርዱ ዝሓለወ ዘለዎ
➢ ክፍሊት ብዝምልከት እቲ ናይ ላቫጆ ስራሕ ብትክክል ዝተሰርሓ ምዃኑ ብናይ ቤት ፅሕፈትና ተጠቐምቲ ምስተረጋገፀ ብዝሰርሕዎ በዝሒ ተሓሲቡ ኣብ ዝሓተቶ ይኽፈል
NB እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 21/1/2017 ዓ.ም ክሳብ 23/1/2017ዓ/ም ሰዕፋንምምርን
ኣድራሻ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335